ንሕሙማት CA MRSA ምኽርታት

Document
Détail

ምስ ማሕበረሰብ ዝተራኸበ ሜቲሲሊን ተፃዋሪ ስታፊሎኮከስ ኤዩረስ (CA-MRSA) ባክተሪያ እንትኸውን ብተደጋጋሚ ኣብ ቆርበት ይርከብ (ኮሎናይዜሽን)። ሓድሓደ ግዘ ናይ ቆርበት ረኽሲ ወይከዓ ቁስሊ፤ ሓልሓሊፉ ድማ ብጣዕሚ ከበድቲ ዝኾኑ ከም ነድሪ ሳንቡእን ረኽሲ ደምን ዝኣመሰሉ ሕማማት ክፈጥር ይኽእል እዩ።